Mezmur timqet 2012

Views:
 
Category: Entertainment
     
 

Presentation Description

No description available.

Comments

Presentation Transcript

ሃዲጎ ተስዓ ወተስዓተ ነገደ (2) ማእከለ ባሕር (4) ቆመ ማእከለ ባሕር :::

ሃዲጎ ተስዓ ወተስዓተ ነገደ (2) ማእከለ ባሕር (4) ቆመ ማእከለ ባሕር :: መዝሙራት ጥምቀት (2012)

PowerPoint Presentation:

መን አሎ መሓሪ ከማኻ (2) ኩሉ ፍጥረት ይጽበ ንዓኻ (2) ኣይጭነቅን ዝብላዕ ስኢነ, ማና ዘውርድ ኣምላኸይ አሚነ (2) መን አሎ መሓሪ ከማኻ (2) ኩሉ ፍጥረት ይጽበ ንዓኻ (2 ) አይሽገርን መሕለፊ ስኢነ, ባሕሪ ዝመቅል ኣምላኸይ አሚነ (2) መን አሎ መሓሪ ከማኻ (2) ኩሉ ፍጥረት ይጽበ ንዓኻ (2)

PowerPoint Presentation:

ነዳዲ (2) ንማይ ባሕሪ ምስ ከበቦ ማይ ናብ ዝኸዶ ጸበቦ

PowerPoint Presentation:

መጽኣ ቃል እምደመና ዘይብል (2) ዝንቱ ወእቱ ወልድየ ዝኣፈቅር (2)

PowerPoint Presentation:

በኢደ የውሃንስ ተጠምቀ ኢየሱስ ናዝራዊ (2) ሰማያዊ (5) : ሰማያዊ እየሱስ ናዝራዊ (2)

authorStream Live Help